ኣመሪካን እስራኤልን ኣብ ልዕሊ ኢራን ብዘካይዳኦ ዝዘለዋ ውግእ ፡ ቀንዲ ሰንሰለት ነዳዲ ዘይትን ጋዝን ብምዕንቃፉ ፡ ዋጋታት ነዳዲ ዓለም ሰማይ ይዓርግ ኣሎ ። መራሕቲ ዓለም ፡ ነቲ ኣብዘይግዜኡ ብኣመሪካ ዝተወለዐ ኲናት ፡ብጥርጣረን ብዝተሓዋወሰ ስምዒት ዝዕዘብሉ ዘለዉ ፡ ንቐጻሊ ጸቕጥታት ጸዓት ኣብ ምድላው ይርከቡ ...
Learn language to use to tell stories from the past ...
So, we heard from some learners at the start of the programme that they sometimes feel like they can't be themselves when ...
AI ንምስፋሕ፡ ምስቲ ተክኖሎጂ ዝመጹ ዘለዉ ዕድላት ክንጥቀመሎም ክንክእልን ካብቲ ዘሎ ሓደጋታት ብኸመይ ክንከላኸል ከምንኽእልን ምስ ክኢላ ሓበሬታ ተክኖሎጂ (IT) ኤርሚያስ ዘርኣጽዮን ዝገበርናዮ ...
ሓደ ብኣፍንጫ ዝንፋሕ ክታበት፡ ካብ ኵሉ ሰዓልን ጉንፋዕን ከምኡ'ውን ካብ ባክተርያ ዝመጽእ ረኽሲ ሳንቡእ ክከላኸል ከም ዝኽእልን፡ ኣለርጂ ከይተረፈ ከቃልል ከም ዝኽእልን ተመራመርቲ ኣመሪካ ገሊጾም። እቲ ኣብ ...